Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

እዋናዊ ሓበሬታ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!

እግዚኣብሔር ኣምላኽና  ካብ ዕለት ናብ ዕለት ብሰላም የብጻሓና ስለዘሎ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ንዛ ሒዝናያ ዘለና ሰሙነ ሕማማት ብሰላም ኣፈጺሙ ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ከብጽሓና ናቱ ሰናይ ፍቓድ ይግበረልና።

 guzo አዋ mex

 ናብዚ ዘብጽሓና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን!!

         ስብሃት ለእግዚኣብሔር

         ወለወላዲቱ ድንግል

         ወለመስቀሉ ክቡር

          ኣሜን!

 

Sorry, comments are closed for this post.