Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: March 21, 2014

ደብረዘይቲ

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን    ሓሙሸይቲ ሰንበት ናይ ዓቢ ጾም ( ደብረ ዘይቲ) እዛ ዕለት  እዚኣ እውን ልክዕ ከምተን ዝሓለፋ ኣርባዕተ ሰንበታት ብቅዱስ ያሬድ ማህለታይ  ዝተሰምየት ኩሉ ስብከታት መዝሙራት ኮነ መልእኽታት ድማ  ስለ ምጽኣት ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ  ክርስቶስን መጨረሽታ  ዓለምን ዝገልጹ እዮም፣፣ እዛ ዕለት እዚኣ ደብረዘይት ብዝብል  ስያሜ  ምጽውዓ ጎይታናን  ኣምላኽናን… Continue Reading

Uncategorized

መጋቢት ፲፪/12 በዓለ ለቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላእክት

መጋቢት ፲፪/12  በዓለ ለቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላእክት በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ  ኣሃዱ ኣምላኽ  ኣሜን። በዚ ዕለት እዚ ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላእክት ናብ በልዓም ዝተለእከሉ ዕለት ኢዩ። እስራኤላውያን  ካብ ምድረ ስደት ካብ ግብጺ  ድሕሪ ምውጽኦም ኣርብዓ  ዓመት ኣብ ምድረ በዳ ድሕሪ ምግባሮም ሞኣብ ድሕሪ ምብጽሖም ናይ ሞኣብ  ንጉስ ባላቅ ወልደ ጺጶር ንግብጻውያን ብትሽዓተ መቕዘፍቲ ብዓስራይ… Continue Reading