Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: March 26, 2014

፲፯/17 መጋቢት ትንሳኤ ኣልኣዛር

   በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን                 እዚ ዕለት እዚ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣልኣዛር ካብ ሞት ዘተንስኣሉ ዕለት እዩ ።  (ስንክሳር፲፯ መጋቢት ተመልከት)። ኣልኣዛር ኣብ ቢታንያ ዝቕመጥ ዝነበረ፡ ሓዊ ማርታን ማርያም እታ ንጎይታ ቅዱይ ሽቱ ዝቐብኣቶን ብጸጉሪ ርእሳ ውን ኣእጋሩ ዝደረዘቶን እዩ። ኣልኣዛር ምስ ሓመመ እተን ኣሓቱ… Continue Reading