Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: March 30, 2014

ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድሃኔኣለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል 29/3/2014 ናይ ኣገልገልቲ መንፈሳዊ ጉዕዞ ኣካይዳ።

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድሃኔኣለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል 29/3/2014 ናይ ኣገልገልቲ  መንፈሳዊ ጉዕዞ ኣካይዳ። መጀመርያ ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓጥያትናን ኣበሳናን ከይተጸባጸበ፡ብህይወት ዘንበረና፡ምስ ኩሎም ቅዱሳኑ ዝኸበረን ዝተመስገነን ትኹን ኣሜን። ቀዳም 29/3/2014 ዓ/ም/ፈ ብምኽንያት ሻድሻይ ሰንበት ዓቢይ ጾም  ገብርሔር(እሙን ኣገልጋሊ) ኣቦታት ካህናትን ኣሕዋት ዲያቆናትን ዓበይትን… Continue Reading

መጻጉዕ/ MEXAGUE

ሰናብቲ ዓቢይ ጾም,,,,,,,,,,,,,,,,,,,                                      መጻጉዕ፡ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን፣፣               እዛ ዕለት እዚኣ’ውን ከምተን ዝሓለፋ  ሰለሰተ ሰናብቲ ናታ ዝኾነ ስያሜ በቲ ናይ ቤተክርስቲያን ሊቅ ዝኾነ ቅዱስ ያሬድ  መጻጉዕ… Continue Reading

Uncategorized

ጾም

ጾም በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ሰብ ኣብ ማእከል ክልተ ተቓረንቲ ስምዒታት ዝነብር ፍጡር እዮ። እዚ ማለት ስጋዊ ባህሪኡ እንስሳዊ ኣካይዳን ኣናብራን ክነብር ይደፋፍኦ። ብስጋኡ ክበልዕ፡ ክሰቲ፡ ክሰክር፡ ክዝሙ. . . . . ንስጋ ዘሐጉስ ዘበለ ኩሉ ክፍጽም ደስ ይብሎ። ብነፍሱ ወይ ድማ ብመንፈሳዊ ድልየታቱ ከኣ ክጸውም፡ ክሰግድ፡ ክጽሊ፡ ክዝምር፡ ንእግዚኣብሔር ከመስግን፡… Continue Reading

Uncategorized