Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: April 2014

ቀዳማይ ሰሙን ትንሳኤ (ካብ ትንሳኤ ክርስቶስ ክሳብ ዳግማይ ትንሳኤ)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ቀዳማይ ሰሙን ትንሳኤ  (ካብ ትንሳኤ ክርስቶስ ክሳብ ዳግማይ ትንሳኤ) ስያመ መዓልትታት ቀዳማይ ሰሙን    ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ዝተንስኣላ ሰንበት ንድሕሪት ዘሎ ግዜያት  ነቲ ጎይታ ብሞቱ ንሞት ስዒሩ መቃብር ክፈቱለይ መግነዝ ፍትሑለይ ከይበለ ዝተንስኣሉ ዕለት እና ዘከርና  እንሕጎሰሉን እንድሰተሉን ግዜያት እዩ። እዚ ቅንያት እዚ ሓጎስና ብብልዕን መስተን እገልጸሉ ቅንያት ዘይኮነ፡ ሓጎስና ምስ ዝተቐይምናዮም እቕረ እናተባሃሃልና፡… Continue Reading

Uncategorized

ትንሳኤ ክርስቶስ

       በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!                     በዓለ   ትንሣኤ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። “ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን                                     በዐቢይ ኃይል ወሥልጣን  … Continue Reading

Uncategorized

ሰሙነ ሓማማት (ቀዳም)

 ኪሪያ ላይሶን   ኪርያ ላይሶን    ኪርያላይሶን   ሰሙነ ሕማማት  (ቀዳም) ቀዳም ስዑር፦ እዛ ዕለት እዚኣ  ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ከርሰ መቓብር ዝወዓለላ መዓልቲ እያ። እዚ ከኣ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያምን ቅዱሳን ሓዋርያትን ተስፍ ዝገበሩሉ ኣምላኾም ብኣይሁድ ካብ ዝተታሕዘሉ ዕለተ ሓሙስ ክሳብ ብርሃነ ትንሣኤኡ ዝርእዩ ንሞቱ ብምዝካር፡ ንትንሣኤኡ እናናፈቑ ዝጽበይሉ ዝነበሩ መዓልቲ እዩ። እዛ… Continue Reading

Uncategorized

ሰሙነ ሕማማት (ዓርቢ)

ኪርያ ላይሶን  ኪርያ ላይሶን  ኪርያላይሶን ሰሙነ ሕማማት (ዓርቢ) ሓሙስ ምሸት እቶም ንጎይታ ዝሓዝዎ ኣይሁዳውያን ንጎይታ ከባጭውሉ ድሕሪ ምሕዳር፡ ንጽባሒቱ ዓርቢ ከይወገሐ ከሎ፡ ጲላጦስ ንጐይታ ናብ ሄሮድስ ለኣኾ፡ ሄሮድስ ድማ መሊሱ ናብ ጲላጦስ ሰደዶ ከምዚ እናገበሩ ኣላገጽሉ። ሊቃነ ካህናትን  ብዘሎ እቲ ዋዕላን ከኣንጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ክቐትልዎ ምስክር ሓሶት ይደልዩ ነበሩ። እንተኾነ ብዙሓት ሓሰውቲ መሰኻኽር… Continue Reading

Uncategorized

ሰሙነ ሕማማት (ሓሙስ )

       ኪርያ ላይሶን     ኪርያ ላይሶን       ኪርያ ላይሶን    ሰሙነ ሕማማት (ሓሙስ)                ኣብ ስነ-ፍጥረት፥  ሓሙስ ስጋውያን ኣዕዋፍን እንስሳታትን ዝተፈጥሩላ ሓሙሸይቲ መዓልቲ እያ። ጎይታናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ስጋኣ ስጋ ካብ ነፍሳ ነፍሲ ወሲዱ ተዋሃሂዱ ሰብ ኮይኑ ናብዛ ዓለም… Continue Reading

Uncategorized

ሰሙነ ሕማማት (ረቡዕ)

ኪርያ ላይሶን፡ ኪርያላይሶን፡  ኪርያላይሶን!!!! ሰሙነ ሕማማt  (ረቡዕ)   ኣብ ሰሙነ ሕማማት ዘላ ረቡዕ ሰለስተ ነገራት ዝተፈጸሙላ መዓልቲ እያ። 1, ኣይሁዳውያን ንጎይታ ክቐትሉ ተማኺሮም ዝተሰማምዕሉ መዓልቲ እዩ  ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብዚ ዓለም ብሓጺር ቁመት ብጸቢብ ደረት ብዙሕ ትእምርትን ተኣምራትን ይገብር ስለዝነበረ ኣይሁዳውያን ብዙሕ እዋን ክሕዝዎን ክቐትልዎን ይሓስቡን ይደልዩን እኳ እንተነበሩ ክኾነሎም ግን ኣይከኣለን  ምኽንያቱ ድማ ጐይታ… Continue Reading

Uncategorized

ሰሙነ ሕማማት (ሰሉስ)

 ኪርያላይሶን  ኪርያላይሶን    ኪርያላይሶን !!!      ሰሙነ ሕማማት (ሰሉስ)      ሰሉስ መዓልቲ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ነቲ ብዕለተ ሰኑይ ዝፈጸሞ ተግባር መሰረት ብምግባር  ጸሓፍት ፈሪሳውያን ንጐይታ ምኽንያት መኽሰሲ መታን ክረኽብሉ ብዙሕ ከቢድ ኢሎም ዝሓሰብዎ ሕቶታት ዝሓተትሉ መዓልቲ እዩ። ንኹሉ ዝገብሮ ትእምርትን ተኣምራትን ብናይ መን ስልጣን ከም ዝገብሮ ዝሓተትሉ ዕለት እዩ። ስለዚ ዝኾነ እዛ… Continue Reading

Uncategorized

እዋናዊ ሓበሬታ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! እግዚኣብሔር ኣምላኽና  ካብ ዕለት ናብ ዕለት ብሰላም የብጻሓና ስለዘሎ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ንዛ ሒዝናያ ዘለና ሰሙነ ሕማማት ብሰላም ኣፈጺሙ ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ከብጽሓና ናቱ ሰናይ ፍቓድ ይግበረልና።    ናብዚ ዘብጽሓና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን!!          ስብሃት ለእግዚኣብሔር      … Continue Reading

ቤ/ት/ሰ/ቅ/ድ/ማርያም ቤተክርስቲያን መድሃኔኣለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብምኽንያት ሆሳዕና ናብ ከተማ ኢዮሩሳሌም መንፈሳዊ ግዕዞ ኣካይዳ!

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ብመጀምርታ ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓጥያትናን ኣበሳናን ከይተጸባጸበ ናብዚ ክቡር ዕለት ሆሳዕና ዘብጸሓና ምስ ኩሎም ቅዱሳኑ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን። ቀዳም 12/4/2014 ዓ/ም/ፈ ብቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድሃኔኣለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብምኽንያት ክቡር በዓል ሆሳዕና፡ናብ ከተማ ኢዮሩሳሌም መንፈሳዊ ጉዕዞ ተኻይዱ ውዒሉ። እቲ ዝተገብረ መንፈሳዊ ጉዕዞ… Continue Reading

ሰሙነ ሕማማት(ሰኑይ)

         በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አዱ አምላክ አሜን። ሰሙነ ሕማማት  ሰሙነ ሕማማት ኣብ መወዳእታ ናይ ዓቢይ ጾም ማለት ሓደ ሰሙን  ቅድሚ ትንሳኤ ዘሎ ሰሙን እዩ። እዚ ስሙን እዚ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቂ ኣዳም ካብ ባርነት ዲያብሎስ ሓራ ንምውጻእ ሕማምን ሞትን ዘይግብኦ ክነሱ ብፈቓዱ ንዝተቐበሎ መከራ ስቓይን ሞትን ዘዘካኽር ሰሙን እዩ ።… Continue Reading

Uncategorized