Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: April 8, 2014

፴/30 መጋቢት ዕረፍቱ ለሳምሶን

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።        ማኑሄ ዝስሙ  በዓል ጾርዓ ካብ ዓሌት ዳን ነበረ። ሰበይቱ ከኣ መኻን ነበረት። እዞም ክልተ ሰብ ሓዳር  እግዚኣብሔር ብዝሃቦም ጸጋ እና  ኣመስገኑ ኩሉ ግዜ ሕጉሳት ኮይኖም ብፍጹም ፍቕሪ ይነብሩ ነበሩ። ኣዴና ሳራ ምስ ኣቦ እምነት ዝተሰምየ ኣቦና ኣብርሃም፡ ቅድስት ኤልሳቤጥ ምስ ካህን ዘካርያስ፡  ቅድስት ሃና  ኣደ… Continue Reading

ቤተ ክርስቲያን መድሃኔ ኣለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ዓመታዊ ክብረ ብዓል መድሃኔ ኣለም ኣኽቢራ

        በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ።   ኣሜን!    ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ብብዝሒ ምሕረቱ ካብ ዕለት ናብ ዕለት እንዳሓለወ ካብ ካሊእታትት ናብ ደቓይቕ፡  ካብ ደቓይቕ ናብ ሰዓታት፡ ካብ ሰዓታት ናብ መዓልታት፡  ካብ መዓልታት ናብ ሰሙናት፡ ካብ ሰሙናት ናብ ኣዋርሕ፡  ካብ ኣዋርሕ ድማ ናብ ዓመታት እንዳ ሓለወ ናብዚ ዘለናዮ ዕለት ብሰላም  ስለ ዘብጽሓና… Continue Reading

ኒቆዲሞስ

  በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።    ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና  ካብታ ዝሓለፈት ቅድስቲ  ዕለተ ሰንበት ናብዛ ዕለት እዚኣ ስለ ዘብጽሓና ስለ ምሕረቱን  ትዕግስቱን ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን።ኣሜን!    እግዚኣብሔር ኣምላኽና ብሰናይ ፍቓዱ ነዘን ዝሓለፋ ሽዱሽተ ሰናብቲ ናይ ዓቢ ጾም ብሰላም ኣሕሊፉ ናብዛ ሻውዓይቲ ሰንበት ብሰላም ዘብጽሓና ሕጂ እውን ስለዘይወዳእ ውህበቱ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን።… Continue Reading

Uncategorized