Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: April 9, 2014

“ቅድስት ሃገረ እስራኤል” እትብል መጽሓፍ ብ ቤ/ት/ሰ/ቅ/ድ/ ማርያም ቤተክርስቲያን መድሃኔ ኣለም ተዘርጊሓ ኣላ

ስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን !  እግዚኣብሔር ኣምላኽና ካብ ግዜ ናብ ንግዜ ብሰላም እንዳዓቀበ ምሕረቱን ፍቕሩን ከየጉደለ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ እንዳሃበ ብህይወት የንብረና ስለዘሎ ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኹን። እምበኣር ክቡራት ህዝበ ክርስቲያን እግዚኣብሔር ፈቒድዎ  ቤተ ትምህርቲ ሰንበት  ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስቲያን መድሃኔ ኣለም ኣብ ቅድስት ሃገር እስራኤል እንርከብ እግዚኣብሔር ብዝረድኣና መጠን ንኹሉ… Continue Reading