Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: April 11, 2014

ሆሳዕና በኣርያም

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ሆሳዕና በኣርያም       ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ናብዛ  ቅድስት ዕለት ስለ ዘብጽሓና፡ ዘመን ህይወትና ብምልኡ ስለ ዝሓለወና ክብሪን ምስጋናን  ንዕኡ ይኹን። ሎሚ እውን ከምቲ ልሙድ ፡እግዚኣብሔር ከም ዝረድኣና መጠን ብዛዕባ እዛ ሻሙነይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ ጾም ቀጺልና ክንርኢ ኢና።እዛ ቅድስት ዕለት እዚኣ’ውን ከምተን ዝሓለፋ ሰናብቲ ብናይ ቤተክርስቲያን ሊቅ… Continue Reading

Uncategorized