Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: April 12, 2014

ስርዓት ዑደተ ሆሳዕና

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ  ኣሜን!   ልዑለ ባህሪ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና እንቛዕ ናብ በዓለ ሆሳዕና ብሰላም ኣብጽሓና እንዳበልና ንሎሚ ከም ፍቓድ እግዚኣብሔር  ብዛዕባ  ኣብ ቤተክርስቲያንና ዝፍጸም ስርዓተ ዑደት ሆሳዕና ሒዝናልኩም ቀሪብና ኣሎና። ካብ ዋዜማ ክሳብ ዚቅ ጀሚርካ ክሳብ ሰላም ተበሃሉ ሕዝብ ዘሎ ከም ኵሉ ክብረ በዓል ተመሳሳሊ እዩ። ሆሳዕና “ተበሃሉ ሕዝብ” ምስ ተጸፍዐ… Continue Reading

Uncategorized