Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: April 14, 2014

እዋናዊ ሓበሬታ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! እግዚኣብሔር ኣምላኽና  ካብ ዕለት ናብ ዕለት ብሰላም የብጻሓና ስለዘሎ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ንዛ ሒዝናያ ዘለና ሰሙነ ሕማማት ብሰላም ኣፈጺሙ ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ከብጽሓና ናቱ ሰናይ ፍቓድ ይግበረልና።    ናብዚ ዘብጽሓና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን!!          ስብሃት ለእግዚኣብሔር      … Continue Reading

ቤ/ት/ሰ/ቅ/ድ/ማርያም ቤተክርስቲያን መድሃኔኣለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብምኽንያት ሆሳዕና ናብ ከተማ ኢዮሩሳሌም መንፈሳዊ ግዕዞ ኣካይዳ!

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ብመጀምርታ ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓጥያትናን ኣበሳናን ከይተጸባጸበ ናብዚ ክቡር ዕለት ሆሳዕና ዘብጸሓና ምስ ኩሎም ቅዱሳኑ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን። ቀዳም 12/4/2014 ዓ/ም/ፈ ብቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድሃኔኣለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብምኽንያት ክቡር በዓል ሆሳዕና፡ናብ ከተማ ኢዮሩሳሌም መንፈሳዊ ጉዕዞ ተኻይዱ ውዒሉ። እቲ ዝተገብረ መንፈሳዊ ጉዕዞ… Continue Reading

ሰሙነ ሕማማት(ሰኑይ)

         በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አዱ አምላክ አሜን። ሰሙነ ሕማማት  ሰሙነ ሕማማት ኣብ መወዳእታ ናይ ዓቢይ ጾም ማለት ሓደ ሰሙን  ቅድሚ ትንሳኤ ዘሎ ሰሙን እዩ። እዚ ስሙን እዚ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቂ ኣዳም ካብ ባርነት ዲያብሎስ ሓራ ንምውጻእ ሕማምን ሞትን ዘይግብኦ ክነሱ ብፈቓዱ ንዝተቐበሎ መከራ ስቓይን ሞትን ዘዘካኽር ሰሙን እዩ ።… Continue Reading

Uncategorized