በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ቀዳማይ ሰሙን ትንሳኤ (ካብ ትንሳኤ ክርስቶስ ክሳብ ዳግማይ ትንሳኤ) ስያመ መዓልትታት ቀዳማይ ሰሙን ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ዝተንስኣላ ሰንበት ንድሕሪት ዘሎ ግዜያት ነቲ ጎይታ ብሞቱ ንሞት ስዒሩ መቃብር ክፈቱለይ መግነዝ ፍትሑለይ ከይበለ ዝተንስኣሉ ዕለት እና ዘከርና እንሕጎሰሉን እንድሰተሉን ግዜያት እዩ። እዚ ቅንያት እዚ ሓጎስና ብብልዕን መስተን እገልጸሉ ቅንያት ዘይኮነ፡ ሓጎስና ምስ ዝተቐይምናዮም እቕረ እናተባሃሃልና፡… Continue Reading