በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣህዱ ኣምላክ ኣሜን! ብናይ ክርስቶስ ኣምላኽነት ዘይኣመኑ ንደብረ ምጥማቕ ከፍርስዋ ከም ዝተማኸሩ ብዘመን ኣልሸሪፍ ዝተባህለ ከሓዲ ንጉስ ምስሪ እስክንድርያ ኣብ ዝተባህለት ሃገር ኣባ ዮሓንስ ሊቀ ጳጳስ ኣብ ዝተሸመሉ ዘመን ኣብ ልዕሊ ቤተክርስቲያን ስደት ኮነ።ኣብቲ ግዜቲ ከኣ ኣብ ሰንደፋ ዘለዉ ብክርስትና ዘይኣመኑ ሰባት ይእከቡ ነበሩ። ኣብ ኣልማህላ ኣብ ደብረ ምጥማቕ ከለዉ ብምኽሪ… Continue Reading