Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: May 8, 2014

30/፴ ሚያዝያ ዕረፍቱ ለማርቆስ ወንጌላዊ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ማርቆስ ማለት ማሳ፡ ንህቢ፡ ኣንበሳ፡ ካህን፡ ልኡኽ ማለት እዩ። ቅዱስ ማርቆስ ቁጽሩ ካብቶም 72 ኣርድእቲ ኮይኑ፡ ሃገር ስብከቱ ድማ ግብጺ እዩ። ዝሰብከሉ ዝነበረ ቋንቋ ድማ ሮማይስጥ እዩ።  ቅዱስ ማርቆስ ናብታ ሃገረ ስብከቱ ዝኾነት ግብጺ ምስከደ፡ ኣብታ  ዝኸዳ ሃገር ማለት  ግብጺ ዝቕመጡ ዝነበሩ ሰባት ኣብቶም ኣፍ እንከለዎም ዘይዛረቡ፡ እዝኒ… Continue Reading