Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: May 16, 2014

፰/8 ግንቦት ጥንተ ዕርገቱ ለእግዚእነ ወመድኃኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ

          በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!  ዕለት 8 ግንቦት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ  ዝዓረገሉ ክቡር ዕለት እዩ። ጎይታናን መድሓኒናን መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ሙታን ተፈልዩ ድኅሪ ምትንስኡ ንዕለቱ ናብ ሰማይ ኣይዓረገን። ብስዕላዊ ኣገላልጽኡን ኣጸሓሕፋ ታሪኹን ዝልለ ወንጌላዊ ቅዱስ ሉቃስ፡ ጐይታ ዝዓረገሉ ዕለት ቦታን ፍጻሜኡን ብንጹር ኣቐሚጡልና ኣሎ። ዕርገት ካብ… Continue Reading

Uncategorized