Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: May 17, 2014

፱/9 ግንቦት ዕረፍታ ለቅድስት ኢሌኒ

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ቅድስት ኢሌኒ ንናይ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቅዱስ መስቀል ብተንኮል ኣይሁድ ተቐቢሩ ምስ ነበረ  ካብቲ ተቀቢሩሉ ዝነበረ ጎቦ ተዃዒቱ ከምዝወጽእ ዝገበረት ቅድስት ኣደ እያ። እዛ ኣደ እዚኣ ናይ ሓደ ነጋዳይ ብዓልቲ ቤት ዝነበረት ኮይና፡  ብቅድስና እትነብር ዝነበረት  ቅድስት ኣደ እያ።  እንተኾነ እቲ ነጋዳይ ዝነበረ በዓል ቤታ ብተንኮል… Continue Reading