Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: May 19, 2014

፲፩/11 ግንቦት ቅዱስ ያሬድ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!     ቅዱስ ያሬድ ካብ ኣብኡ አብድዩ /ይስሐቅ/ ካብ ኣዲኡ ክርስቲና /ታውክልያ/  ኣብ ኣኽሱም ተወልደ። እዚ ቅዱስ ኣቦ እዚ ካብ ወገን ኣባ ጌዴዎን እዩ። ኣብኡ ወዲ 7ተ ዓመት እንከሎ ስለዝመተ ከኣ ኣዲኡ ናብ ኣባ ጌዴዎን ወሰደቶ። ኣባ ጌዴዎን’ውን ንቅዱስ ያሬድ  ናይ ሃይማኖት ትምህርቲ  ክምህርዎ  ጀመሩ። እንተኾነ ቅዱስ ያሬድ… Continue Reading