Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: May 24, 2014

ደብረ ምጥማቅ ( 1ይ ክፋል)

                                     በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን  ብዕለት 21 ግንቦት  ደብረ ምጥማቅ እና ተባህለ ዝብዓል ዓቢ በዓል ሓደ ካብተን 33 ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም  በዓላት እዩ። ቅድስት ድንግል ማርያም ንኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ድሕሪ ምውላዳ፡ ነዚ ዜና… Continue Reading

ኪዳነ ምሕረት

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ኪዳነ ምሕረት ማለት ናይ ምሕረት ማሕላ ወይ ድማ ናይ ምሕረት ቃል ኪዳን(ውዕል)  ማለት ኢዩ።  ቅዱስ እግዚኣብሔር ልዕሊ ኩሎም ፍጡራት ዘኽበራ፡ ብድንግልና ጠኒሳ ብንድግልና ንኣምላኽ ዝወለደት ቅድስትን ብጽህትን ናይ ሃናን ናይ ኢያቄምን ፍረ ቅድስት ድንግል ማርያም ኢያ። ነዛ ክብርትን ልዕሊ ኩሎም ፍጡራትን ዝኾነት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዝተዋህበ… Continue Reading