Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: May 27, 2014

፲፱/19 ግንቦት ዕረፍቱ ለኤስድሮስ ሰማዕት

        በስመ ኣብ  ወወልድ ወመንፈስ  ቅዱስ  ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን!  ኤስድሮስ  ሰማዕት  ኣቡኡ  በድላኦን ኣዲኡ ሶፉያ ይበሃሉ። ትውልዲ ዓዱ ከኣ ኣንጾኪያ እዩ። ስድራቤቱ ንእግዚኣብሔር ዝፈርሑ ንሰባት ዘኽብሩ  ለዋሃትን ርህሩሃትን ክርስቲያን እዮም ነይሮም። ኣቡኡ በድላኦን  ናይ ንጉስ ዲዮቅልጥያኖስ ሓለቓ ወተሃደራት  ነበረ። ዓላዊ ንጉስ ዲዮቅልጥያኖስ ኣብ 20 ዓመት ዘመን ንግስነቱ  ንጣዖታት ስገዱ እና በለ ንቡዙሓት ክርስቲያን… Continue Reading