Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: May 29, 2014

ተኣምረ ማርያም ኣብ ደብረ ምጥማቕ(2ይ ክፋል)

  በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!          ተኣምረ ማርያም ኣብ ደብረ ምጥማቕ             ጸዓኒ ኣግማል ኣብ ደብረ ምጥማቕ  ኣብ ደብረ ምጥማቕ ካብ ክርስቲያን ወገን ዝኾነ እቶም መነኮሳት፡ ዝኣከብዎን ነቲ ገዳም ዘድልዮ ንብረት ዝጽዕን ሓደ ድኻ ጸዓን ኣግማል ሰብኣይ ነበረ። ካብቶም ክርስቲያን ድማ ምስኡ ይልእኹ ነበሩ ንሱ ግን ካብቲ ገንዘብ ፍርቂ ኣብ… Continue Reading