Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: May 30, 2014

“ብስሕተት እቶም ስዲ ዝኸዱ ዘለዉ ተሳሒብኩም ካብ እቲጽኑዕ መሰረትኩም ከይትወ ድቁ ተሓለዉ’’(1ጴጥሮስ3፡17)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን              ናይ ስንቃጣ ፡  ጠንቛሊ ሓጎስ ኣስጎዶም አብ ሓድነቱ ካልአይ አብ ሰለስትነቱ ራብዓይ ዘይብሉ፡ዘይመውት ዘልአለማዊ አምላኽና እግአዚብሄር ስለ ዘይውዳእ ውህበቱ ካብ ሕጂ  ክሳዕ ዘልአለም ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን፡፡አሜን።ካብቲ ሳጥናኤል ካብ ማሕበር መላእክቲ ዝወጸሉ ግዜ ጀሚሩ፡ ብዙሓት ሰባት አንጻር ሃይማኖት፡ቤተክርስቲያን ተጋዒዝዞም እዮም፡፡ሕጂ እውን ይጓዓዙ አለዉ፡፡አምላኽና… Continue Reading

ተኣምረ ማርያም ኣብ ደብረ ምጥማቕ (3ይ ክፋል)

  በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ተኣምረ ማርያም ኣብ ደብረ ምጥማቕ  (3ይ  ክፋል) ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ክርስቲያን ንጉስ ኣፍሪንጊ፡ ንጉስ ሮምን ሶርያን ሜሮንን ከም ልማዶም በዓል ከኽብሩ ኣብ ደብረ ምጥማቕ ኣብ ዝተሰርሐት ኣብ ውሽጢ ቤተክርስቲያን ተኣኪቦም ከለዉ እግዚእትነ ማርያም ኣብ ደብረ ቁስቋም ክትግለጸሎም ከላ”እገለ ዝባሃል ሰማእት ወይ ጻድቕ ወይ ነቢይ፡ ዝደለይዎም ኣዕርኽቶምን… Continue Reading