Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: May 2014

ሓደ (ባሕቲ) ግንቦት ልደታ ለቅድስት ድንግል ማርያም

በስመኣብ ወወልድ ወምንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!     ሓደ (ባሕቲ) ግንቦት ልደታ ለቅድስት ድንግል ማርያም   ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ቅድሚ ዓለም ኣብ ሕልና ኣምላኽ ዝነበረት ከም ምዃና ገና ከይተወለደት ትንቢት ተነጊሩላ ሱባኤ ተቆጺሩላ ዝነበረን፡ ምስ ተወልደት’ውን ኣደ ኣምላኽ እንዳ ተባህለት ከም እትነብር ቅዱሳን መጻሕፍቲ ዝመስከሩላ ኢዮም። ብዛዕባ ልደት ቅድስት ድንግል ማርያም ነቢይ ኢሳይያስ ካብ… Continue Reading

Uncategorized

30/፴ ሚያዝያ ዕረፍቱ ለማርቆስ ወንጌላዊ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ማርቆስ ማለት ማሳ፡ ንህቢ፡ ኣንበሳ፡ ካህን፡ ልኡኽ ማለት እዩ። ቅዱስ ማርቆስ ቁጽሩ ካብቶም 72 ኣርድእቲ ኮይኑ፡ ሃገር ስብከቱ ድማ ግብጺ እዩ። ዝሰብከሉ ዝነበረ ቋንቋ ድማ ሮማይስጥ እዩ።  ቅዱስ ማርቆስ ናብታ ሃገረ ስብከቱ ዝኾነት ግብጺ ምስከደ፡ ኣብታ  ዝኸዳ ሃገር ማለት  ግብጺ ዝቕመጡ ዝነበሩ ሰባት ኣብቶም ኣፍ እንከለዎም ዘይዛረቡ፡ እዝኒ… Continue Reading

“ምስላ ዘርእን ዘራእን”(ማቴ፲፫፡፩-፲/13፡1-10)

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። “ወበይእቲ ዕለት ወጺኦ እግዚእ ኢየሱስ ክርስቶስ እምቤት ነበረ መንገለ ሐይቀ ባሕር ወተጋብኡ ኃቤሁ ሰብእ እስከ ሶበ የዐርግ ውስተ ሐመር ወይነብር፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ጎይታ ኢየሱስ ካብ ቤት ወጺኡ ኣብ ገምገም ባሕሪ ተቐመጠ፡ ኣብ ጃልባ ኣትዩ ክሳዕ ዝቕመጥ ብዙሕ ሕዝቢ ናብኡ  ተኣከቡ” ጎይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ሰብ ክበዝሕ… Continue Reading

Uncategorized

ሰሙናዊ ዜና ቤ/ት/ሰ/ቅ/ድ/ማርያም ቤ/ክ መድሃኔኣለም

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!     ልዑለ ባህሪ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ስለቲ ዝገበረልና ኩሉ ነገራት ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን!!! ክቡራት ህዝበ ክርስቲያን ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና  ሓጥያትና ከይርኣየ በደልና ከይተጸባጸበ ንኩሉ ብዓይኒ ምሕረቱ እናጠመተ ፡ ንንስሓ ዝኸውን ግዜ እናሃበ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ የሰጋግረና ስለዘሎ፡ ስለቲ ዘይውዳእ ውህበቱ ይኽበር ይመስገን ። እንሆ  ሎሚ’ውን ዓቢ ጾም (ጸም… Continue Reading