Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: June 2014

ክብረ በዓል ገዳም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ደብረሲና(ደብረሲሓት)/ Debresina Monastery

ክብረ በዓል ገዳም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ደብረሲና(ደብረሲሓት) በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። “መፍትውትትሌዓል  ደብረሲሓት ማዕዘንተ ገዳማት  በጽድቅ፡ጸሓያ ወንጌል ሰረቀ ኣኮኑ እም ደብረሲና ምስራቅ/ ኣብ ምብራቕ ደብረሲና ጸሓይ  ወንጌል ክርስትና ወጺኡ እዩ እሞ ደብረሲሓት ካብ ኩለን መኣዝን ገዳማት ክትዓቢይ ብሓቂ ይግባእ እዩ”     ወዲ ሰብንኽነንብር ማይ፡ መግብን መጽለልን  የድልዮ።በዚ መሰረት ከኣ ዝተዝፈላለዩ ሰባት ኣብ  ዝተፈላለዩ… Continue Reading

Uncategorized

፳/20 ሰነ ዕረፍቱ ለኤልሳዕ ነቢይ/20th June the Death of St.Elisha

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!      ፳/20 ሰነ ዕረፍቱ ለኤልሳዕ ነቢይ     ኤልሳዕ ማለት ሓላዊ ሃገር ማለት እዩ ትውልዱ ካብ ነገደ ይሳኮር ኮይኑ ኣብኡ ሻፋጥ ይብሃል (1ነገ 19፡16)።ነቢይ ኤልሳዕ  ዓሰርተ ክልተ ጽምዲ ብዕራይ ገይሩ  እና ሓረሰ ከሎ ብነቢይ ኤልያስ ገይሩ ቅዱስ እግዚኣብሔር ምስ ጸውዖ ነቶም 12 ጽምዲ ኣብዑር ገዲፉ ደድሕሪ ኤልያስ ሰዒቡ ንኣምላኽና… Continue Reading

፳/20ሰነ ቅዳሴ ቤታ ለእግዝእትነ ቅድስት ድንግል ማርያም/qdase bieta le maryam

                    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።                   ፳/20ሰነ ቅዳሴ ቤታ ለእግዝእትነ ቅድስት ድንግል ማርያም  ኣዴና ቅድስት ድንግል  ማርያም (ወላዲት ኣምላክ)፡ድሕሪ ምዕራጋ፡ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ብርሃንዓለም ዝተሰምየ ቅዱስ  ጳውሎስን ሓዋርያ በርናባስን በዚ ግዜ ኣብ ፊልጵስዮስ ከይዶም  ናይ ክርስቶስ ወንጌል መሃሩ።ብትምህርቶምብዙሓት… Continue Reading

Uncategorized

፲፯/17 ሰነ ዕለተ ዝክሩ ለ ኣባገሪማ/ 17th June The Commemoration day of Aba Gerima

                 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                ፲፯/17 ዕለተ ዝክሩ ለ ኣባገሪማ         ኣባ ገሪማ ኣብኡ ናይ ሮማ ንጉስ ዝነበረ መስፍንያኖስ ኣዲኡ ድማ ሰፍንግያ ይብሃሉ።  ኣዲኡ መኻን ስለዝነበረት ኩሉ ግዜ ንቅድስት ድንግል ማርያም እናተማሕጸነትናብ እግዚኣብሔር እናለመነት ትነብር ነበረት። እግዚእብሔር ድማ ልመንኣ ሰሚዑ ነዚ ቅዱስ ውላድ ሃባ። ይስሓቕ ኢላ… Continue Reading

፲፪/12 ሰነ በዓል ናይ ቅዱስ ሚካኤል (ቅዱስ ሚካኤል ናብ ኣፎምያን ባሕራንን ዝተላእከሉ ዕለት)/12th June The Miracle Done By St Michael

      ፲፪/12 ሰነ  በዓል  ናይ ቅዱስ ሚካኤል (ቅዱስ ሚካኤል ናብ ኣፎምያን ባሕራንን ዝተላእከሉ ዕለት)                              በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።    “መልኣኽ እግዚኣብሔር ኣብ ዙርያ እቶም ዝፈርህዎ ይሰፍር ካብ ድንገት ከኣ የናግፎም” (መዝ 34፡7)      ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ኣብ… Continue Reading

፲፩/11 ሰነ ዕረፍቱ ለሰማእት ቅዱስ ገላውዴዎስ/ The Death Of St.Gelawdewos

                  በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።                       ፲፩/11 ሰነ ዕረፍቱ ለሰማእት ቅዱስ ገላውዴዎስ           ገላውዴዎስ  ማለት ዕንቄ ጳዝዮን ማለት እዩ። ሃገሩ ኣንጾኪያ  እዩ። ኣቡኡ ኣብጥልማዎስ  ይበሃል ።        ገላውዴዎስ… Continue Reading

፫/3 ሰነ ዕረፍታ ለቅድስት ማርታ/The death of st. Martha

፫/3 ሰነ ዕረፍታ ለቅድስት ማርታ    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ  ቅዱስ ኣሃኡዱ ኣምላክ ኣሜን!    ቅድስቲ  ማርታ  ወለዶኣ ካብ  ሃገር ምስሪ (ግብጺ)  ኮይኑ ወለዳ ኣዝዮም ሃብታማት  ነበሩ። ንሳ ካብ ንእስነታ ኣትሒዛ  ዝሙትን ርኽስተን ተፍቅር ነበረት።እቶም  ደቂ እቶም  ሽማሙንቲ  ናይታ  ሃገር እውን  ብሕቡእ ናብኣ  እና መጹ ምስኣ ይዝምዉ ነበሩ። ግብራ  ምስ ተጋህደ ከኣ  ነቲ ዝሙት ኣጸቢቓ  ኣግሃደቶ… Continue Reading

በዓለ ሓምሳ/ጳራቅሊጦስ

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን! በዓለ ሓምሳ/ጳራቅሊጦስ በዓለ ሓምሳ  ድሕሪ ትንሳኤ ናይ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ (ፋሲካ ) ቆጺርና  ኣብ መበል ሓምሳ መዓልቲ ወይ ድማ ድሕሪ ዕርገት ናይ ጎይታ ኣብ  መበል 10ይ መዓልቲ እነብዕሎ ዓቢ በዓል እዩ። ኣብዚ ዕለት እቶም 120 ቤተ ሰብ (ሰዓብቲ ጎይታ) ከምቲ ክርስቶስ “እንሆ ኣነ  እቲ  ተስፋ ኣቦይ… Continue Reading

Uncategorized

፳፯/27 ግንቦት ዕረፍቱ ለቅዱስ ኣልኣዛር/ 27th May, The death of St. Lazarus

                    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                  ፳፯/27 ግንቦት ዕረፍቱ ለቅዱስ ኣልኣዛር።        ኣልኣዛር ኣብ ቢታንያ ዝቕመጥ ዝነበረ፡ ሓዊ ማርታን ማርያም እታ ንጎይታ ቅዱይ ሽቱ ዝቐብኣቶን ብጸጉሪ ርእሳ ውን ኣእጋሩ ዝደረዘቶን እዩ።            ኣልኣዛር ምስ ሓመመ እተን ኣሓቱ ” ጎይታ እቲ… Continue Reading