Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: June 2, 2014

፳፭/25 ግንቦት ዕረፍታ ለቅድስት ሰሎሜ

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፳፭/25 ግንቦት ዕረፍታ ለቅድስት  ሰሎሜ   ሰሎሜ ማለት ሰላማዊት ማለት እዩ። ኣዴና ቅድስት ሰሎሜ ንኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ጓል  ሓተንኣ እያ። ንሳ ጓል ማጣት፡ጓል ለዌ፡ ጓል ሚልኪ፡ ጓል ካህን ኣሮን  እያ።  ማጣት ሰለስተ  ደቂ ኣንስትዮ  ነበርኦ። እታ ቦኽሪ ማርያም፡  እታ ካልኣይቲ ሶፍያ፡  እታ ሳልሰይቲ ድማ ሃና ትበሃል።  እታ… Continue Reading