Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: June 3, 2014

፳፮/ 26 ግንቦት ዕረፍቱ ለሓዋርያ ቶማስ

              በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                 ፳፮/ 26 ግንቦት ዕረፍቱ ለሓዋርያ ቶማስ  ቶማስ ማለት ጽሓይ ማለት እዩ። ካብ ነገደ ኣሴር ኮይኑ ሃገረ ስብከቱ ከኣ ህንደኬ (ህንዲ) እዩ። ቁጽሩ ከኣ ኣብ 12 ሃዋርያት እዩ(ማቴ 10፡3,  ዮሓ 20፡24 , ግብ.ሓዋ 1፡13) ።  ቅዱስ ሓዋርያ ቶማስ ቀዳማይ ሽሙ  ደዲሞስ እዩ። ደዲሞስ ማለት ድማ ጸልማት ማለት… Continue Reading

ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን     ኣቡነ ሰላማ (ፈረሚናጦስ) መበቆል ዓዶም ሶርያ ካብ ዝኾኑ ምናጦስን ማርያም ሰናይትን ዝተባህሉ ስድራቤት ብ፳፮/26 ሕዳር ኣብ ሃገር ጢሮስ(ግሪኽ) ተወልደ። ኣብቲ ዝተወልደሉ ግዜ ዓቢ ብርሃን፡ ካብ ብርሃን ጸሓይን፡ ወርሕን፡ ኮዋኽብትን ዝበርህ በርሀ። መዓልትን  ለይት ብዘይፍለጥ ከኣ… Continue Reading