Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: June 10, 2014

፫/3 ሰነ ዕረፍታ ለቅድስት ማርታ/The death of st. Martha

፫/3 ሰነ ዕረፍታ ለቅድስት ማርታ    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ  ቅዱስ ኣሃኡዱ ኣምላክ ኣሜን!    ቅድስቲ  ማርታ  ወለዶኣ ካብ  ሃገር ምስሪ (ግብጺ)  ኮይኑ ወለዳ ኣዝዮም ሃብታማት  ነበሩ። ንሳ ካብ ንእስነታ ኣትሒዛ  ዝሙትን ርኽስተን ተፍቅር ነበረት።እቶም  ደቂ እቶም  ሽማሙንቲ  ናይታ  ሃገር እውን  ብሕቡእ ናብኣ  እና መጹ ምስኣ ይዝምዉ ነበሩ። ግብራ  ምስ ተጋህደ ከኣ  ነቲ ዝሙት ኣጸቢቓ  ኣግሃደቶ… Continue Reading