Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: June 27, 2014

፳/20 ሰነ ዕረፍቱ ለኤልሳዕ ነቢይ/20th June the Death of St.Elisha

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!      ፳/20 ሰነ ዕረፍቱ ለኤልሳዕ ነቢይ     ኤልሳዕ ማለት ሓላዊ ሃገር ማለት እዩ ትውልዱ ካብ ነገደ ይሳኮር ኮይኑ ኣብኡ ሻፋጥ ይብሃል (1ነገ 19፡16)።ነቢይ ኤልሳዕ  ዓሰርተ ክልተ ጽምዲ ብዕራይ ገይሩ  እና ሓረሰ ከሎ ብነቢይ ኤልያስ ገይሩ ቅዱስ እግዚኣብሔር ምስ ጸውዖ ነቶም 12 ጽምዲ ኣብዑር ገዲፉ ደድሕሪ ኤልያስ ሰዒቡ ንኣምላኽና… Continue Reading

፳/20ሰነ ቅዳሴ ቤታ ለእግዝእትነ ቅድስት ድንግል ማርያም/qdase bieta le maryam

                    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።                   ፳/20ሰነ ቅዳሴ ቤታ ለእግዝእትነ ቅድስት ድንግል ማርያም  ኣዴና ቅድስት ድንግል  ማርያም (ወላዲት ኣምላክ)፡ድሕሪ ምዕራጋ፡ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ብርሃንዓለም ዝተሰምየ ቅዱስ  ጳውሎስን ሓዋርያ በርናባስን በዚ ግዜ ኣብ ፊልጵስዮስ ከይዶም  ናይ ክርስቶስ ወንጌል መሃሩ።ብትምህርቶምብዙሓት… Continue Reading

Uncategorized