በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፳፬/24 ሓምለ ዕረፍቱ ለቅዱስ ኣባ ኖብ ቅዱስ ኣባ ኖብ ካብ ቅዱሳት ስድራ ኣብ ንሒሳ ዝተባህለት ከተማ ግብጺ ዝተወልደ ቅዱስ ኣቦ እዩ። ወለዱ ክሳብ ወዲ 12 ዓመት ዝኸውን ብሃይማነቱን እምነቱን ጸኒዑ ንኽነብር… Continue Reading
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፳፬/24 ሓምለ ዕረፍቱ ለቅዱስ ኣባ ኖብ ቅዱስ ኣባ ኖብ ካብ ቅዱሳት ስድራ ኣብ ንሒሳ ዝተባህለት ከተማ ግብጺ ዝተወልደ ቅዱስ ኣቦ እዩ። ወለዱ ክሳብ ወዲ 12 ዓመት ዝኸውን ብሃይማነቱን እምነቱን ጸኒዑ ንኽነብር… Continue Reading
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፲፰/18 ሓምለ ዕረፍቱ ለያዕቆብ ሓዋርያ( ሓዊ ጎይታ ዝተባህለ) ያዕቆብ ማለት ኣኅዜ ሰኮና ኣዕቃጺ( ኣሳናኻሊ) ማለት እዩ። ሃገረ ስብከቱ ኢየሩሳሌምን ኣውራጃታትን ኮይኑ፡ ቁጽሩ ከኣ… Continue Reading
፲፭/15 ሓምለ ዕረፍቱ ለቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ቅዱስ ኤፍሬም ናይ ቅዱስ ያዕቆብ በዓል ንጽቢን ተማሃሪ ነበረ። ቅዱስ ያዕቆብ ከኣ ቁጽሩ ካብቶም ንኣርዮስ ዝወገዘኡ 318ን ኣቦታት ሊቃውንቲ ኢዩ። ንኣርዮስ ኣውጊዞም ክሕደት ደምሲሶም ሃይማኖት መሊሶም ክምለሱ ከለዉ ኣብቲ ዝኃደርዎ ቦታ ቅዱስ ኤፍሬም ዓምዲ ብርሃን ተተኺሉ ካብ… Continue Reading
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፲/10 ሓምለ ዕረፍቱ ለናትናኤል ሓዋርያ ናትናኤል ማለት ቀናኢ ለሕገ ኣምላኩ፡ ተንኮል ዘይብሉ ማለት እዩ። ነገዱ ካብ ነገደ ዳን፡ ሃገረ ስብከቱ ሰማርያ፡ ቁጽሩከኣካብ 12 ሓዋርያት እዩ።… Continue Reading
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን! ፯/7ሓምለ ዓመታዊ ክብረ ብዓል ጻዕዳ እምባ ስላሴ ሃገርና ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ብጥንታውያን ገዳማትን ኣድባራትን ሃብታማት ዝኾና ውሑዳት ሃገራት እያ። ንሎሚ ሓደ ካብቶም ኣብ ውሽጣ ዝርከቡ ፍሉጣትን ጥንታውያንን ዝኾኑ ሓደ ዝኾነ ገዳም ጻዕዳ… Continue Reading
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፯/7 ሓምለ ቅድስት ስላሴ ናብ ቤት ኣብርሃም ዝኣተዉሉ ዕለት ዓመት መጸ ይኹን ወርሒ መጸ ከምኡውን ሰሙናዊ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ቤተክርስቲያን ዝበዓሉ ናይ አግዚኣብሔር ይኹን ናይ ቅዱሳን በዓላት ኣለዉ። በዓል… Continue Reading
፭/5 ሓምለ ዕረፍቶም ለጴጥሮስ ወለጳውሎስ 2ይ ክፋል ብርሃን ዓለም ቅዱስ ጳውሎስ ቅዱስ ጳውሎስ ትውልዱ ካብ ዘርኢ ኣብርሃም ካብ ነገደ ብንያም እዩ። ዓዲ ኣባሓጐኡ ገሊላ እዩ ነይሩ (ፊል3)። ኣቡኡን… Continue Reading
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ፭/5 ሓምለ ዕረፍቶም ለጴጥሮስ ወለጳውሎስ;; 1ይ ክፋል ሊቀ ሓዋርያት ቅዱስ ጴጥሮስ ጴጥሮስ ማለት… Continue Reading
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፪/2 ሓምለ ዕረፍቱ ለ ታዴዎስ ሓዋርያ! ታዴዎስ ማለት ካህን ኣምላኽ ማለት እዩ። ነገዱ ካብ ነገደ ዮሴፍ፡ ሃገረ ስብከቱ ሶርያ ፡ ቁጽሩ ካብ 12… Continue Reading
፴/30 ሰነ በዓለ ልደቱ ለዮሓንስ መጥምቅ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን! ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቕ ዝተጠንሰሉ ዕለት መስከረም 26 እዩ። በዚ ዕለት እዚ ቅዱስ ገብርኤል መልኣኽ ካብ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ተላኢኹ ናብ ዘካርያስ ካህን መጸ።ካህን ዘካርያስ ብክህነት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ዘገልግል ብእግዚኣብሔር ዝተኣመነ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ብዘይ መንቅብ ዝመላለስ ሰብ ነበረ። ኤልሳቤጥ እትብሃል… Continue Reading