Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: July 7, 2014

፴/30 ሰነ በዓለ ልደቱ ለዮሓንስ መጥምቅ/30th June Birth Day Of St. John The Baptist

፴/30 ሰነ በዓለ ልደቱ ለዮሓንስ መጥምቅ  በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን!  ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቕ ዝተጠንሰሉ ዕለት መስከረም 26 እዩ። በዚ ዕለት እዚ ቅዱስ ገብርኤል መልኣኽ ካብ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ  ተላኢኹ ናብ ዘካርያስ ካህን መጸ።ካህን ዘካርያስ ብክህነት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ዘገልግል ብእግዚኣብሔር ዝተኣመነ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ብዘይ መንቅብ ዝመላለስ ሰብ ነበረ። ኤልሳቤጥ እትብሃል… Continue Reading