Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: July 14, 2014

፯/7ሓምለ ዓመታዊ ክብረ ብዓል ጻዕዳ እምባ ስላሴ/7th of July the Cellebration of Xaeda Embaslesie Monastery

                በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን!                ፯/7ሓምለ ዓመታዊ ክብረ ብዓል ጻዕዳ እምባ ስላሴ ሃገርና ኤርትራ ሓንቲ ካብተን  ብጥንታውያን  ገዳማትን ኣድባራትን ሃብታማት ዝኾና ውሑዳት ሃገራት እያ። ንሎሚ ሓደ ካብቶም ኣብ ውሽጣ ዝርከቡ ፍሉጣትን  ጥንታውያንን ዝኾኑ ሓደ ዝኾነ  ገዳም ጻዕዳ… Continue Reading

፯/7 ሓምለ ቅድስት ስላሴ ናብ ቤት ኣብርሃም ዝኣተዉሉ ዕለት(ሓይመተ (ዳስ) አብርሃም)

              በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                   ፯/7 ሓምለ  ቅድስት ስላሴ ናብ ቤት ኣብርሃም ዝኣተዉሉ ዕለት         ዓመት መጸ ይኹን ወርሒ መጸ ከምኡውን ሰሙናዊ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ቤተክርስቲያን ዝበዓሉ ናይ አግዚኣብሔር ይኹን ናይ ቅዱሳን በዓላት ኣለዉ። በዓል… Continue Reading