Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: July 22, 2014

፲፭/15 ሓምለ ዕረፍቱ ለቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊ/ St. Ephrem the Syrian

       ፲፭/15 ሓምለ ዕረፍቱ ለቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊ      በስመ  ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ቅዱስ ኤፍሬም ናይ ቅዱስ ያዕቆብ በዓል ንጽቢን ተማሃሪ ነበረ። ቅዱስ ያዕቆብ ከኣ ቁጽሩ ካብቶም ንኣርዮስ  ዝወገዘኡ 318ን ኣቦታት ሊቃውንቲ ኢዩ። ንኣርዮስ ኣውጊዞም ክሕደት ደምሲሶም  ሃይማኖት መሊሶም  ክምለሱ ከለዉ  ኣብቲ ዝኃደርዎ ቦታ  ቅዱስ ኤፍሬም ዓምዲ  ብርሃን ተተኺሉ ካብ… Continue Reading