Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: July 2014

፳፭/25 ዕረፍቱ ለሓዋርያ ይሁዳ/25th june The Death of Apostle Judas the son of joseph the carpenter

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፳፭/25 ዕረፍቱ ለሓዋርያ  ይሁዳ  በዚ ዕለት እዚ ሓዋርያ ይሁዳ ብሰማእትነት ዝዓረፈሉ ዕለት እዩ። ይሁዳ ማለት እሙን፡ተኣማኒ ማለት እዩ። ቁጽሩ ካብ 72 ኣርድእቲ ኮይኑ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ “መልእኽቲ ይሁዳ” ዝብል ዝጸሓፈ  ቅዱስ ሓዋርያ እዩ። ንሱ ሓዊ ያዕቆብ ወዲ ዮሴፍ እቲ ጸራቢ እዩ። ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ “ሑሩ ወመሃሩ ውስተ… Continue Reading