Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: August 2014

፳፩/21 ነሓሰ ዕረፍቱ ለአቡነ አብራንዮስ (ኣቦና)/21 August the Death Of St. Abranius(ABONA) (2ይን መወዳእታን ክፋል)

    ፳፩/21 ነሓሰ ዕረፍቱ ለአቡነ አብራንዮስ (ኣቦና)/21 August  the Death Of St. Abranius(ABONA)(2ይን መወዳእታን ክፋል)           በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!               ኣቡነ ኣብራንዮስ ዘሕለፍዎ ተጋድሎ     ምስቲ ኵሉ ብቕዓቶም ኸኣ ምንኵስናኦም ብዝያዳ እናጽንዑን እናበርትዑን ብገድልን ብትሩፋትን ኸኣ እናዓበዩን መጹ። ኣብ ልዕሊ ገድሊ… Continue Reading

፳፩/21 ነሓሰ ዕረፍቱ ለአቡነ አብራንዮስ (ኣቦና)/ 21 August the Death Of St.Abranious(ABONA) (1ይ ክፋል)

     ፳፩/21 ነሓሰ ዕረፍቱ ለአቡነ አብራንዮስ (ኣቦና) /21 August the Death Of St.Abranious(ABONA)  (1ይ ክፋል)                                                     ታሪኽ ኣቡነ ኣብራንዮስ    ኣብራንዮስ ማለት ‘አብራ’ ማለት ኣብርሃ(ብርሃን) ማለት ክኸውን ከሎ፡  ‘ዮስ’  ማለት… Continue Reading

፲፬/14 ነሓሰ ዕረፍቱ ለኣቡነ ብሩክ/ 14th August The Death Of St. Abune Bruk

                         በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን       ፲፬/14 ነሓሰ ዕረፍቱ ለኣቡነ ብሩክ/  14th August The Death Of St. Abune Bruk  አቡነ ብሩክ ብእግዚአብሔር ብሩክ ተባሂሎም ዝተጸውዑ፡ ቅዱስ ኣቦ እዮም። አቡነ ብሩክ ካብ ነገደ ሴም ኮይኖም ትውልዲ ሃገሮም ድማ ሮም እዩ።   ኣቦኦም ቴዮቅሪጦስ… Continue Reading

ክብረ በዓል ደብረ ታቦር ብኽብ ዝበለ ስነስርዓት ተኻይዱ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ  ኣሜን!    ሉኡለባህሪ እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለቲ ኩሉ ውዕለታቱ ዝኸበረን ዝተመስገነን  ይኹን። እግዚኣብሔር ኣምላኽና  ኩሉ ግዜ ብምሕረቱ እናጠመተ ዘይከምብዝሒ ኣበሳናን በደልናን ብብዝሒ ምሕረቱ  እናጠመተ፡ ነቲ ቅዱሳን ኣቦታትና ክርእዮ ሃረር እናበሉ ግን ከኣ ዘይረኣይዎ ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ዝርከቡ ቅዱሳን ቦታታት  ከምፍቃዱ ንዓና የርእየና ስለዘሎ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና፡ ይኽበር ይመስገን። ሎሚ’ውን ከመቀጸልታ… Continue Reading

ደብረ ታቦር/ DEBRE TABOUR

                       ደብረ ታቦር              በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ  ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።        ጎይታናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ  ንደቂ መዛሙርቱ ኣብ ቂሳርያ ናይ ፍሊጶስ፡ “ሰባት ንወዲ ሰብ መን ይብልዎ” ኢሉ ድሕሪ ምሕታቱ፡ ድሕሪ ሽዱሽተ መዓልቲ ንጴጥሮስን ንያዕቆብን ንዮሓንስ ኃዉን… Continue Reading

Uncategorized

፯/7 ነሓሰ ጽንሰታ ለእግዝእትነ ማርያም/ Xnseta Le-Egzietne Maryam

                    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                                   ፯/7 ነሓሰ ጽንሰታ ለእግዝእትነ ማርያም   ድንግል ማርያም ቅድሚ ዓለም ኣብ ሕልና ኣምላኽ ዝነበረት ከም ምዃና ገና ከይተወለደት ትንቢት ተነጊሩላ ሱባኤ ተቆጺሩላ… Continue Reading

፭/5 ነሓሰ ዕረፍቱ ኣቡነ ፍሊጶስ ኣንዳዴ ባሕር(ፋድል)/ 5th August The Death Of St. Philipos( Fadl)

             በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።            ፭/5 ነሓሰ ዕረፍቱ ኣቡነ ፍሊጶስ ኣንዳዴ ባሕር(ፋድል)/ 5th August The Death Of St. Philipos( Fadl)               ናይ ገዳማዊ ዝኾነ ፍሊጶስ ትውልዱ ካብ ዓበይቲ ዝኾኑ መኳንንቲ ኣንከረ ኢዩ። ስም ኣቡኡ ይርድኣነ እግዚእ… Continue Reading

ጾመ ፍልሰታ / XOME FLSETA

                                  ጾመ ፍልሰታ                        በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ  ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።            ጾመ ፍልሰታ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዕረፍታ፡ ትንሳኤኣ፡ ዕርገታ ዝዝከረሉ ግዜ… Continue Reading

Uncategorized

ትርጉም ኣስማት 12 ሃዋርያት ነገዶምን(Meanings of the Names of the 12 Apostles (Including their Tribe of Israel)

                             በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።             ትርጉም ኣስማት 12 ሃዋርያትን  ነገዳቶምን  (Meanings of the Names of the 12 Apostles (Including their  Tribe of Israel)    ክቡራት  ህዝበ ክርስቲያን ሎሚ ውን ከም ወትሩ ካብ ተኸታተልቲና  ብብዝሒ… Continue Reading

Uncategorized

፳፮/26 ሓምለ ዕረፍቱ ለኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን/26th July The Death Of St. Abune Selama kesatie Brhan

                   በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                      ፳፮/26 ሓምለ ዕረፍቱ ለኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን     ኣቡነ ሰላማ (ፈረሚናጦስ) መበቆል ዓዶም ሶርያ ካብ ዝኾኑ ምናጦስን ማርያም ሰናይትን ዝተባህሉ ስድራቤት ብ፳፮/26 ሕዳር ኣብ ሃገር ጢሮስ(ግሪኽ) ተወልደ። ኣብቲ… Continue Reading