Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: August 17, 2014

ክብረ በዓል ደብረ ታቦር ብኽብ ዝበለ ስነስርዓት ተኻይዱ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ  ኣሜን!    ሉኡለባህሪ እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለቲ ኩሉ ውዕለታቱ ዝኸበረን ዝተመስገነን  ይኹን። እግዚኣብሔር ኣምላኽና  ኩሉ ግዜ ብምሕረቱ እናጠመተ ዘይከምብዝሒ ኣበሳናን በደልናን ብብዝሒ ምሕረቱ  እናጠመተ፡ ነቲ ቅዱሳን ኣቦታትና ክርእዮ ሃረር እናበሉ ግን ከኣ ዘይረኣይዎ ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ዝርከቡ ቅዱሳን ቦታታት  ከምፍቃዱ ንዓና የርእየና ስለዘሎ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና፡ ይኽበር ይመስገን። ሎሚ’ውን ከመቀጸልታ… Continue Reading