በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። መስቀል “ኣነ ግና በቲ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሰቕለሉ መስቀል እንተ ዘይኮይኑስ ብኻልእ ኣይምካሕን እየ”(ገላ6፡16) ከምቲ ነቢይ ሙሴ ኣብ መጽሓፉ ጽሒፍዎ ዘሎ፡… Continue Reading
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። መስቀል “ኣነ ግና በቲ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሰቕለሉ መስቀል እንተ ዘይኮይኑስ ብኻልእ ኣይምካሕን እየ”(ገላ6፡16) ከምቲ ነቢይ ሙሴ ኣብ መጽሓፉ ጽሒፍዎ ዘሎ፡… Continue Reading
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፲፪/12 መስከረም ጉባኤ ኤፌሶን ካብ ጉባኤ ኒቅያ ድሕሪ 106 ዓመት፡ ካብ ጉባኤ ቁስጥንጥንያ ድማ ድሕሪ 51 ዓመት ብ431 ዓ.ም ዝተኻየደ ዓለም ለኻዊ ናይ ኣብያተ ክርስቲያን ጉባኤ እዩ። ናይቲ ጉባኤ ምኽንያት ዝነበረ ድማ ናይ ቁስጥንጥንያ ኤጲስቆጶስ ዝነበረ ንስጥሮስ እዩ። ካብ ወንጌል ዮሓንስ “ቃል ስጋ ኮነ” ዝብል… Continue Reading
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ማርያም ጸደንያ ኣብ ደማስቆ ጸደንያ ዝተባህለ ቦታ መሪና ዝተባህለ ዓዲ ማርታ እትብሃል… Continue Reading
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ካባኻ እሞ ናበይ ክንከይድ ዮሓ 6፡68 ነዚ ቃል እዚ ዝተዛረበ ሊቀ ሓዋርያት ዝተሰምየ ቅዱስ ሓዋርያ ጴጥሮስ ኢዩ። እዚ ከኣ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን… Continue Reading
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ፰/8 መስከረም ዕረፍቲ ሊቀ ነቢያት ሙሴ / 8th September The Death of Moses The Prophet ሙሴ ማለት ካብ ማይ ዝወጸ፡ኣብ ማይ ዝተረኽበ ማለት እዩ።ትውልዱ ካብ ነገደ ሌዊ፡ኣቦኡ እምበረም፡ኣዲኡ ዩካብድ… Continue Reading
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፮/6 መስከረም ዕረፍቲ ነቢይ ኢሳይያስ(740-688 ዓ፡ዓ) ኢሳይያስ ማለት መድሃኒት፡ቅቡእማለት እዩ። ትውልዱ ካብ ነገደ ስምዖን ቁጽሩ ካብ ኣርባዕተ ዓበይቲ ነቢያት እዩ።… Continue Reading
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!! ፪/2 መስከረም ምትረተ ርእሱ ለዮሓንስ መጥምቕ (ብ31 ዓ.ም) ዮሓንስ ማለት ፍስሃ፡ ሓጎስ፡ ደስታ ማለት እዩ። ውላድ ብምስኣኖም ዝሓዝኑን ዝጉህዩን ዝነበሩ ወለዱ ንዕኡ ምስ ወለዱ ብዙሕ ደስ… Continue Reading
መጥምቀ መለኮት ቅዱስ ዮሓንስ (ካልኣይን መወዳእታን ክፋል) ምስክርነት ቅዱስ ዮሐንስ ብዛዕባ ክርስቶስ ቅዱስ ዮሓንስ በቲ… Continue Reading
መጥምቀ መለኮት ቅዱስ ዮሐንስ (ቀዳማይ ክፋል) በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ… Continue Reading
ሓድሽ ዓመት በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ኣብ ቅድስት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያና ናይ ሓደ ዓመት ናይ መጀመርያ ወርሒ መስከረም ኢዩ”ብላዕ በሐፈ ገጽከ” (ዘፍ፫፡፲፰/3፡18) ተባሂሉ ንኣቦና ኣዳም ዝተነግሮ ቃል ሕጊ ተፈጥራኣዊ ኮይኑ ወዲ ሰብ ላዕልን ታሕትን ኢሉ ብረሃጽ ገጹ መግቡን… Continue Reading