Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: September 2014

ጳጒሜን 3/፫ በዓሉ ለቅዱስ ሩፋኤል ሊቀ መላእክት/ 3Pagumien Bal Qdus RUFAIEL MELAK

                             በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!             ጳጒሜን 3/፫ በዓሉ ለቅዱስ ሩፋኤል ሊቀ መላእክት     ቅዱሳን መላእኽቲ ብቅዱስ እግዚኣብሔር ዝተፈጥሩ ንብዙሕ ዝዓይነቱ ኣገልግሎት ዝለኣኹ ፍጥረታት ኢዮም።ልቢ ኣምላኽ ቅዱስ ዳዊት ” መልኣኽ እግዚኣብሔር ኣብ ዙርያ እቶም… Continue Reading

ጳጒሜን (ካልኣይን መወዳእታን ክፋል)/pagumien part 2

                          ጳጒሜን (ካልኣይን መወዳእታን ክፋል)                             መ, ምስጋናን ልማኖን      ደቂ ሰባት ብኣምሳልን ኣርኣያን ስላሴ ምፍጣሮም፡ ንፈጣሪኦም እናመስገኑ ንኽነብሩን ንሱ ዘዳለወሎም ዘለዓለማዊ መንግሥቲ ንኽወርሱን እዩ። ሰባት’ውን ንቅዱሳን መላእኽቲ ካብ ዝመስልሉ… Continue Reading

Uncategorized

ጳጒሜን (ቀዳማይ ክፋል)/ Pagumien part 1

ጳጒሜን (ቀዳማይክፋል)                  በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።             ስያመን ትርጉምን     ጳጒሜን ከምቲ ኵልና እንፈልጦ ድኅሪ መጨረስታ ወርሒ ነሓሰን ቅድሚ ምእታው ሓድሽ ዓመት መስከረምን ዝርከብ ዕለታት እዩ። ጸያቕ ኣዋርሕ ተባሂሉ ዝቕጸለሉ ጊዜውን ኣሎ። ጳጉሜን ናይ ጽርኢ ካብ “ክሄፖጎሜኔ” (epagomene) ዝብል ቃል ዝውጽአ ኮይኑ፡ ትርጉሙ… Continue Reading

Uncategorized

፳፰/28 ነሓሰ ዝክረ ኣብርሃም፡ ይስሓቕ ወያዕቆብ/ 28 Nehase nqdusan abotatna Abrham, Yshak, yakob enzkrelu elet eyu

                     በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                        ፳፰/28 ነሓሰ ዝክረ ኣብርሃም፡ ይስሓቕ ወያዕቆብ                እዚ ዕለት እዚ  ንቅዱሳን ኣቦታትና ኣብርሃም፡ ይስሓቕ፡ ያዕቆብ  ዝዝከርሉ ዕለት እዩ። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና… Continue Reading