Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: October 2014

፲፱/19 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለአቡነ ሰይፈ ሚካኤል (1ይ ክፋል)/ 19 TKMTI EREFTU LEABUNE SIEFE MICHAEL (1st part)

                      በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!                     ፲፱/19 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለአቡነ ሰይፈ ሚካኤል (1ይ ክፋል)        ኣቡነ ሰይፈ ሚካኤል ካብ ኣቦኦም ዓምደ ሚካኤል ኣዴኦም ሂሩ ተማርያምን  ኣብ ዞባ ዓንሰባ ኣብ ደርሰነይ (ዘርእሰናይ) ዝተባህለ ዓዲ ተወልዱ።… Continue Reading

፲፯/17 ጥቅምቲ ዝኽረ ብዓል ቅዱስ እስጢፋኖስ/ Zkre Bealu Leqdus Estifanos

                 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!             ፲፯/17 ጥቅምቲ ዝኽረ ብዓል ቅዱስ እስጢፋኖስ     እስጢፋኖስ ማለት ፋና ማለት እዩ። ሊቀ ዲያቆናት ቀዳሜ ሰማዕት ድማ ይበሃል። ቀዳሜ ሰማእት ምባሉ ጎይታ ንደቂ መዛምርቱ “ሑሩ ወመሀሩ ወስተ ኩሉ ኣጽናፈ ምድር” ኢልዎም ድሕሪ ምዕራጉ ንመጀመርያ ግዜ ብሰማእትነት ዝሞተ ንሱ ስለዝኾነ እዩ። እዚኸ ከመይ እዩ ምስ እንብል ሓዋርያት… Continue Reading

፲፬/14 ጥቅምቲ በዓሉ ለኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቕ/

                               በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                                    ፲፬/14 ጥቅምቲ በዓሉ ለኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቕ        ኣቡነ ኣረጋዊ (ዘሚካኤል) ካብ እንጦንስ፡ መቃርስ፡ ጳኲሚስ ፡ ናይ… Continue Reading

14/፲፬ ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለብጹዕ ገብረክራቶስ መርዓዊ

                      በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                 14/፲፬ ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለብጹዕ ገብረክራቶስ መርዓዊ        ኣብኡ ቴዎዶስዮስ ይብሃል።ናይ ቁስጥንጥንያ ንጉስ ነበረ። ኣዲኡ ከኣ መርኬዛ ትበሃል። እዞም ክልተ ሰብኣይን ሰበይትን ብንግስነትን ብሃብቲ ዓለምን ደስ ኢልዎም እና… Continue Reading

፲፫/13 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለድሜጥሮስ ሊቀጳጳስ

                  በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                    ፲፫/13 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለድሜጥሮስ ሊቀጳጳስ         ድሜጥሮስ ማለት መስትያት ማለት እዩ። ሃገሩ ድማ እስክንድርያ እዩ። ኣቡኡን ኣዲኡን ንእግዚኣብሔር ዝፈርሑ ሕያዎት ነበሩ። ንሓወቡኡ ሓንቲ ጓል ነበረቶ። ክመውት ከሎ ንወደይ… Continue Reading

ሓደ እኳ ከየስሕተኩም ተጠንቀቑ!!! (ማቴ24፡4)

            በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምልክ ኣሜን!                               ሓደ እኳ ከየስሕተኩም ተጠንቀቑ!!! (ማቴ24፡4)       ነዚ ቃል እዚ ዝተዛረበ እቲ ንምድሪ ብዘይ መሰረት ንሰማይ ድማ ብዘይ ዓንዲ ዘቖመ  ጎይታናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ። ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ… Continue Reading

Uncategorized

፮/6 ጥቅምቲ ዕረፍቲ ነቢይት ሃናን ኣባ ጰንጠሌዎንን/ Erefti Qdst Hana Ade Samueln Aba Penteliewonn

                         በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን                          ፮/6 ጥቅምቲ ዕረፍቲ ነቢይት ሃናን ኣባ ጰንጠሌዎንን                             ሀ, ዕረፍታ ለነቢት ሃና… Continue Reading

ናይ ዘውትር ጸሎት ብቋንቋ ግእዝን ትግርኛን/ NAY ZEWTR XELOT BTGRNAN GEEZN

                        በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን                          ናይ ዘውትር ጸሎት ብቋንቋ ግእዝን ትግርኛን    ጸሎት  ማለት ፈጣርን ፍጡርን ዘራኽብ እቲ ቀዳማይን ቀንድን ስነ ምግባርን እዩ። ብዘይ ጸሎትን ጾምን ምስ ፈጣሪ ምርኻብ… Continue Reading

Uncategorized