Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: October 1, 2014

ጽንዒ/ tsnie

                                  ጽንዒ   ጸንዐ ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝተረኽበ እዩ። ትርጉሙ ኸኣ ምጽናዕ፡ ምኅያል፡ ምጽንካር፡ ምብርታዕ፡ ምትራር፡ ምጥንካር ወዘተ ዝብል ኮይኑ ከከም እቲ ኣተኣታትውኡን ኣጠቃቕምኡን ዝተፈላለየ ግና ተወራራሲ ትርጉም ይህብ። ብባህላዊ ኣገባብ’ውን ጽንዒ ብዘይካ እቲ ቀዲሙ ዝተጠቕሰ ትርጉም፡ ፍሉይ… Continue Reading

Uncategorized