Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: October 9, 2014

፳፱/29 መስከረም ዕረፍታ ለቅድስት ኣርሴማ/ Qdst Arsiema

                    ፳፱/29 መስከረም ዕረፍታ ለቅድስት ኣርሴማ                     በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።       ቅድስት ኣርሴማ ካብ ኣቡኣ ቴዎድሮስ ካብ ኣዴኣ አትኖስያን ዝተባህሉ ክልተ ክቡራንን ናይ ኣምላኽ ስድራቤትን ዝተወልደት ቅድስት ኣደ ኢያ። ኣቡኣ ቴዎድሮስ ካብ ሌዋውያን ካህነት፡… Continue Reading