Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: October 10, 2014

፴/30 መስከረም ዕረፍቶም ለኣቡነ ኣብሳዲ/EREFTI ABUNE ABSADI

      በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                   ፴/30 መስከረም ዕረፍቶም ለኣቡነ ኣብሳዲ     ኣቡነ ኣብሳዲ ኣብ ትግራይ  ኣውራጃ እንደርታ ወረዳ መንበርታ ደበሽን እንዳ ማርያም (ደብረ ሲና) ኣብ ዝተባህለ ቦታ እዮም ተወሊዶም። ፍሉይ ስም ቦታ ትውልዶም ድማ ሐይቀ መሳሕል ትብሃል። ፈራህያነ እግዚአብሔር ዝነበሩ ወለዶም ብሃይማኖት… Continue Reading