Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: October 23, 2014

፲፬/14 ጥቅምቲ በዓሉ ለኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቕ/

                               በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                                    ፲፬/14 ጥቅምቲ በዓሉ ለኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቕ        ኣቡነ ኣረጋዊ (ዘሚካኤል) ካብ እንጦንስ፡ መቃርስ፡ ጳኲሚስ ፡ ናይ… Continue Reading

14/፲፬ ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለብጹዕ ገብረክራቶስ መርዓዊ

                      በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                 14/፲፬ ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለብጹዕ ገብረክራቶስ መርዓዊ        ኣብኡ ቴዎዶስዮስ ይብሃል።ናይ ቁስጥንጥንያ ንጉስ ነበረ። ኣዲኡ ከኣ መርኬዛ ትበሃል። እዞም ክልተ ሰብኣይን ሰበይትን ብንግስነትን ብሃብቲ ዓለምን ደስ ኢልዎም እና… Continue Reading

፲፫/13 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለድሜጥሮስ ሊቀጳጳስ

                  በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                    ፲፫/13 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለድሜጥሮስ ሊቀጳጳስ         ድሜጥሮስ ማለት መስትያት ማለት እዩ። ሃገሩ ድማ እስክንድርያ እዩ። ኣቡኡን ኣዲኡን ንእግዚኣብሔር ዝፈርሑ ሕያዎት ነበሩ። ንሓወቡኡ ሓንቲ ጓል ነበረቶ። ክመውት ከሎ ንወደይ… Continue Reading