Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: October 27, 2014

፲፯/17 ጥቅምቲ ዝኽረ ብዓል ቅዱስ እስጢፋኖስ/ Zkre Bealu Leqdus Estifanos

                 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!             ፲፯/17 ጥቅምቲ ዝኽረ ብዓል ቅዱስ እስጢፋኖስ     እስጢፋኖስ ማለት ፋና ማለት እዩ። ሊቀ ዲያቆናት ቀዳሜ ሰማዕት ድማ ይበሃል። ቀዳሜ ሰማእት ምባሉ ጎይታ ንደቂ መዛምርቱ “ሑሩ ወመሀሩ ወስተ ኩሉ ኣጽናፈ ምድር” ኢልዎም ድሕሪ ምዕራጉ ንመጀመርያ ግዜ ብሰማእትነት ዝሞተ ንሱ ስለዝኾነ እዩ። እዚኸ ከመይ እዩ ምስ እንብል ሓዋርያት… Continue Reading