Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: October 28, 2014

፲፱/19 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለአቡነ ሰይፈ ሚካኤል (1ይ ክፋል)/ 19 TKMTI EREFTU LEABUNE SIEFE MICHAEL (1st part)

                      በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!                     ፲፱/19 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለአቡነ ሰይፈ ሚካኤል (1ይ ክፋል)        ኣቡነ ሰይፈ ሚካኤል ካብ ኣቦኦም ዓምደ ሚካኤል ኣዴኦም ሂሩ ተማርያምን  ኣብ ዞባ ዓንሰባ ኣብ ደርሰነይ (ዘርእሰናይ) ዝተባህለ ዓዲ ተወልዱ።… Continue Reading