Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: November 2014

ማርያም-ጽዮን (ሕዳር ጽዮን)/ Maryam Tsion (HDAR TSION) (2ይን መወዳእታን ክፋል)

                     በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።                        ማርያም-ጽዮን (ሕዳር ጽዮን)(2ይን መወዳእታን ክፋል)            እቲ ዝውለድ ኣምላኽ ትስብእታዊ ልደቱ ካብ ዘርኢ ዳዊት ካብ ዝኾነት ቅድስት ድንግል ስለ ዝኾነን፡ ንዳዊት ኣቦኣ… Continue Reading

Uncategorized

ማርያም-ጽዮን (ሕዳር ጽዮን)/ MARYAM TSION (HDAR TSION)(1ይ ክፋል)

                            በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።                 ማርያም-ጽዮን (ሕዳር ጽዮን)  (1ይ  ክፋል)                           ቅድስት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ዓመት መጸ በዚ ወርሒ እዚ… Continue Reading

Uncategorized

፲፰/18 ሕዳር ዕረፍቲ ሓዋርያ ፍሊጶስ/ november 18, THE DEATH OF THE APOSTLE PHILIP

                            በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!         ፲፰/18 ሕዳር ዕረፍቲ ሓዋርያ ፍሊጶስ     ፍሊጶስ ማለት ስዉር ቦታ፡ ፈታዊ ኣሕዋት ማለት እዩ። ቁጽሩ ካብ 12 ሓዋርያት፡ ሃገረ ስብከቱ ኣፍራቅያ እዩ።  ነገዱ ድማ ካብ ነገደ ዛብሎን እዩ። ቅዱስ  ሓዋርያ ፊልጶስ… Continue Reading

“ኩሉ ዝኾነ ንሰናይ ኢዩ !!” ሮሜ 8፡28/ KULU ZKONE NSENAY EYU (ROMIE 8;28)

     በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                                                                 ሓጺር ዛንታ                     “ኩሉ ዝኾነ ንሰናይ ኢዩ !!” ሮሜ 8፡28    ቀደም ዘመን ኣብ ሓደ ዓዲ ዝነብሩ ዝነበሩ ህዝቢ ነበሩ። ኣብ’ቲ ኣብ ከባቢኦም ዝነበረት ዓዲ ድማ ሓደ ዓብይን ጨካንን ንጉስ ነጊሱ ነበረ። ኣብቲ ዓዲ’ውን ክልተ ኣዕሩኽ መንእሰያት ፍርሓት እግዚኣብሔር ዝነበሮም ነበሩ። እቲ ሓደ ተኽለማርያም እቲ… Continue Reading

Uncategorized

ጾመ ነቢያት/ xome Nebyat

        በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!       ጾመ ነቢያት / xome nebyat       ሎሚ ንጅመሮ ዘሎና ጾም፡ ጾመ ነቢያት ይብሃል። እዚ ጾም ድማ ነቢያት ኣቦታት፡ እግዚአብሔር ካብ ኣዳም ኣትሒዙ በብእዋኑ ብዙሕ ሳዕን ብብዙሕ ነገርን ንዝገለጸሎም ትንቢትን ዝመሰለሎም ምሳሌን እናተዛረቡ፡ ንዝሃቦም ተስፋ እናጽንዑ ዝጾምዎ ጾም እዩ። ንሕና ከኣ ኣብነቶም ወሲድና ካብ… Continue Reading

Uncategorized

ቅዱስ ሚካኤል – መኑ ከም እግዚኣብሔር /QDUS MICHAEL (2ይን መወዳእታን ክፋል)

                        በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                   ቅዱስ ሚካኤል – መኑ ከም እግዚአብሔር  (2ይን መውዳእታን ክፋል)                      ዘመነ ሓዲስ    ብመሰረት ትውፊትን ትምህርቲ  ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅን፡ ኣብ… Continue Reading

Uncategorized

ቅዱስ ሚካኤል – መኑ ከም እግዚአብሔር / Qdus Michael (1ይ ክፋል)

           በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።                           ቅዱስ ሚካኤል – መኑ ከም እግዚአብሔር  (1ይ ክፋል) ካብቶም ረቀቕቲ ፍጥረታት እግዚአብሔር፡ መላእኽቲ እቶም ቀዳሞት እዮም። ኣብታ ቀዳመይቲ ዕለት (እሑድ – ሰንበት) ድማ እዮም ተፈጢሮም። መላእኽቲ ግዙፋን ዘይኮኑ ረቀቕቲ መናፍስቲ… Continue Reading

Uncategorized

“ኣነ ግና ዘኽታማት ኼንኩም ክተርፉ ኣይሓድገኩምን እየ” ዮሓ 14:18/ ANE GNA ZEKTAMAT KOYNKUM KTTERFU AYHADGEKUMN EYE ( YOHANNES 14;18)

               በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                                             “ኣነ ግና ዘኽታማት ኼንኩም ክተርፉ ኣይሓድገኩምን እየ” ዮሓ 14:18      እዚ ሓይሊ ቃል እዚ ሎሚ ንኩሉ ሰብ ዝምልከትን ኩሉ ድማ ከስተውዕሎ ዘለዎ ህይወት፡ ተስፋ ዘስንቕ ቃል ኢዩ። ከምቲ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ በቲ ዘይሕሶ ቃሉ “እዘን ኣነ… Continue Reading

Uncategorized

እቲ ገበል ነታ ሰበይቲ ኣሳደዳ(ራእ፲፪፡፲፫/12፡13)/ Eti Gebel Neta Sebeyti Asadeda

                            በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                                እቲ ገበል ነታ ሰበይቲ ኣሳደዳ(ራእ፲፪፡፲፫/12፡13)               “ሽዑ እቲ ገበል ናብ ምድሪ ከም ዝተደበየ… Continue Reading

፮/ 6 ሕዳር ቁስቛም

                                  ፮/ 6 ሕዳር ቁስቛም በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ኣብ ዝሓለፈ ዕለት ፳፮/26 መስከረም  ከም ዝተገልጸ፡ ኣዲሰና ቅድስት ኣዴና ድንግል ማርያም ካብ ኢድ እቲ ብጭካንኡ ዝተፈልጠ ንጉስ ሄሮድስ ናብቲ መሪር ምድረ በዳ ግብጺ ጽምእን ጥሜትን፡ ጭንቅን መከራን ተጻዊራ ንሰለስተ… Continue Reading

Uncategorized