Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: November 13, 2014

“ኣብ ቁጥዓኹም ጸሓይ ኣይዕረብኩም”(ኤፌ 4፡26) / DON’T LET THE SUN GO DOWN ON YOUR WRATH (EPHESIANS 4፡26)

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                “ኣብ ቁጥዓኹም ጸሓይ ኣይዕረብኩም”(ኤፌ 4፡26)     ኣብዚ ኣርእስቲ’ዚ እንመሃሮ ሓይለ ቃል ብርሃን ዓለም ሐዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ናብ ሰብ ኤፌሶን ዝጸሓፎ ኮይኑ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓፈሻ ድማ ኣብ ብዙሕ ብተመሰሳሊ ተጠቒሱ ንረኽቦ ” ኣብ ቁጠዐኹም ጸሓይ ኣይዕረብኩም ንዲያብሎስ ድማ መገዲ ኣይትኽፈትሉ”(ኤፌ 4፡26)… Continue Reading