Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: November 26, 2014

“ኩሉ ዝኾነ ንሰናይ ኢዩ !!” ሮሜ 8፡28/ KULU ZKONE NSENAY EYU (ROMIE 8;28)

     በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                                                                 ሓጺር ዛንታ                     “ኩሉ ዝኾነ ንሰናይ ኢዩ !!” ሮሜ 8፡28    ቀደም ዘመን ኣብ ሓደ ዓዲ ዝነብሩ ዝነበሩ ህዝቢ ነበሩ። ኣብ’ቲ ኣብ ከባቢኦም ዝነበረት ዓዲ ድማ ሓደ ዓብይን ጨካንን ንጉስ ነጊሱ ነበረ። ኣብቲ ዓዲ’ውን ክልተ ኣዕሩኽ መንእሰያት ፍርሓት እግዚኣብሔር ዝነበሮም ነበሩ። እቲ ሓደ ተኽለማርያም እቲ… Continue Reading

Uncategorized