Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: November 27, 2014

፲፰/18 ሕዳር ዕረፍቲ ሓዋርያ ፍሊጶስ/ november 18, THE DEATH OF THE APOSTLE PHILIP

                            በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!         ፲፰/18 ሕዳር ዕረፍቲ ሓዋርያ ፍሊጶስ     ፍሊጶስ ማለት ስዉር ቦታ፡ ፈታዊ ኣሕዋት ማለት እዩ። ቁጽሩ ካብ 12 ሓዋርያት፡ ሃገረ ስብከቱ ኣፍራቅያ እዩ።  ነገዱ ድማ ካብ ነገደ ዛብሎን እዩ። ቅዱስ  ሓዋርያ ፊልጶስ… Continue Reading