Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: November 2014

“ኣብ ቁጥዓኹም ጸሓይ ኣይዕረብኩም”(ኤፌ 4፡26) / DON’T LET THE SUN GO DOWN ON YOUR WRATH (EPHESIANS 4፡26)

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                “ኣብ ቁጥዓኹም ጸሓይ ኣይዕረብኩም”(ኤፌ 4፡26)     ኣብዚ ኣርእስቲ’ዚ እንመሃሮ ሓይለ ቃል ብርሃን ዓለም ሐዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ናብ ሰብ ኤፌሶን ዝጸሓፎ ኮይኑ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓፈሻ ድማ ኣብ ብዙሕ ብተመሰሳሊ ተጠቒሱ ንረኽቦ ” ኣብ ቁጠዐኹም ጸሓይ ኣይዕረብኩም ንዲያብሎስ ድማ መገዲ ኣይትኽፈትሉ”(ኤፌ 4፡26)… Continue Reading

ናብቲ ዝወሃባና ቃል ነድህብ ( ግጥሚ)/ nabti zwehabena qal nedhb

                                  ግጥሚ                        ናብቲ ዝወሃባና ቃል ነድህብ                                         ጻጋ መንፈስ ቅዱስ ክወርድ መንፈሳዊ ጥበብ  ካብ ሞት ንድሕነሉ ህይወትና ትረኽበሉ መኽሰብ… Continue Reading

፳፭/25 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለኣባ ቡላ (ኣቢብ)/ 25th The Death Of Aba bula (Abune Abib)

                          በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!              ፳፭/25 ጥቅምቲ ዕረፍቱ ለኣባ ቡላ (ኣቢብ)     ቡላ ማለት ፍረ ሃይማኖት ማለት እዩ። ኣቡኦም ኣብራሃም ኣዲኦም ሓሪክ ይበሃሉ። ክልቲኦም ውላድ ስኢኖም ክሓዝኑ ከለዉ መልኣከ እግዚኣብሔር ብለይቲ መጺኡ፡ ዝበሰለ… Continue Reading

፳፪/22 ጥቅምቲ ዕረፍቲ ሉቃስ ወንጌላዊ/ 22 October The Death Of St Luke

                      በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                        ፳፪/22 ጥቅምቲ ዕረፍቲ ሉቃስ ወንጌላዊ    ሉቃስ ማለት መበሰሪ፡ ነጸብራቕ፡ ብርሃን ማለት እዩ። ብስራት መልኣኽ ስለ ዝጸሓፈ። ብካልእ ድማ ሓኪም ማለት እዩ። ሓኪም ናይ ስጋ ከሎ… Continue Reading