Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: December 2014

ምጽዋት/ MXWAT

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!    ምጽዋት    ምጽዋት ብብሉይን ብሓዲሽን ቅዱሳት መጻሕፍቲ ዝተኣዘዘን ዝተሰርዐን እዩ። ምጽዋት ካብ ዓሚቚ ርህራሄ ዝፍልፍል ባሕሪ ምሕረት እዩ። ምጽዋት ከም ምድራዊ ለቕሓ ዘይኮነስ ሰማያዊ ለቕሓ እዩ። ምድራዊ ለቕሓ ከተለቅሕ ከለኻ ምድራዊ ለቓሓኻ እዩ ዝምለሰካ። ክትምጽውት ከለኻ ግና ኣብ ሰማይ ከም እትኽፈሎ ፈሊጥካ ኢኻ እትምጽውቶ እምበር ካብቲ ዝመጽወትካሉ ክምለሰለይ… Continue Reading

፩፱/19 ታሕሳስ በዓሉ ለቅዱስ ገብርኤል ሊቀ መላእክት/ 19 Tahsas Beoalu le qdus Gebriel liqe maleekt

       በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!          ፩፱/19 ታሕሳስ በዓሉ ለቅዱስ ገብርኤል ሊቀ መላእክት      ቅዱስ ገብርኤል ካብቶም ሾብዓተ ሊቃነ መላእኽቲ ሓደ እዩ። ገብርኤል ማለት “እግዚእ ወገብር” ናይ እግዚኣብሔር ኣገልግሊ ማለት እዩ።  ሊቀ መልኣክት ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ዝቐውም ቅዱስ መልኣኽ ኮይኑ፤ ኣብ ብሉይ ኪዳን ይኹን ኣብ ሓዲሽ ኪዳን ብዙሕ… Continue Reading

፲፫/13 ታሕሳስ ፍልሰቱ ለኣባ መቃርስ መነኮስ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!       ፲፫/13 ታሕሳስ ፍልሰቱ ለኣባ መቃርስ መነኮስ      ኣባ መቃርስ ካብ ሰብ ርሒቁ ንጽህንኡ ሓልዩ ኣብ በረኻ ይቅመጥ ነበረ። ዝምገቦ ዝነበረ መግቢ ድማ ቆቓሕ ነበረ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ድማ ሓንቲ ሓንቲ ቆቓሕ እናተታሕዘሉ ምስ ሓምሊ በረኻ እና ገበረ ይምገብ ነበረ። ሓደ መነኮስ ካብ ቆስጠንጢንያ መጺኡ… Continue Reading

፲፪/12 ታሕሳስ ዕረፍቲ ኣባ ሳሙአል ዘዋልድባ/12th december the Departure of st. samuel zewaldaba

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!      ፲፪/12 ታሕሳስ ዕረፍቲ ኣባ ሳሙአል ዘዋልድባ      ኣባ ሳሙአል ዘዋልድባ ኣቡኦም እስጢፋኖስ ኣዲኦም ድማ ኣመተማሪያም ይበሃሉ።  ዕድሚኦም ንመምህር ተዋሂቦም እናተማህሩ ዓበዩ። ድሒሮም ግና ስድራቤቶም ምስ ዓረፉ ደብረ መንኩል ናብ ዝበሃል ገዳም ኣትዮም ስርዓተ ምንኩስና እናኣጽንዑ ንኹሉ ንዓቢይ ኮነ ንንእሽቶ እና ተኣዘዙ ማይ ቀዲሖም እና ኣምጽኡ፡ ዕንጨይቲ እና… Continue Reading

፰/8 ታሕሳስ ዕረፍቲ ቅዱስ ሳሙኤል ዘደብረ ቀልሞን/ 8th December The Death Of St. Samuel Zedebre Qelmon

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!     ፰/8 ታሕሳስ ዕረፍቲ ቅዱስ ሳሙኤል ዘደብረ ቀልሞን     ኣባ ሳሙኤል ዘደብረ ቀልሞን ሃገረ ትውልዱ ላዕላይ ግብጺ ኮይኑ ዳክሉብ  ኣብ ዝበሃል ቦታ እዩ። ኣቡኡ ሲላስ ዝበሃል ኮይኑ ካህን ዝነበረ እዩ። ኣባ ሳሙኤል ዘደብረ ቀልሞን  ኣብ ገዳመ ኣስቄጥስ ዘለዉ ዜና መነኮሳት ምስ ሰምዐ፡ ናብኦም ንምኻድ ካብ ኣዝማዱ… Continue Reading

፮/6 ታሕሳስ ዕረፍቲ ሊቀ ጳጳሳት ኣባ ኣብርሃም/ 6th of December The Death Of St. Abrham The Syrian

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!     ፮/6 ታሕሳስ ዕረፍቲ ሊቀ ጳጳሳት ኣባ ኣብርሃም      ኣባ ኣብርሃም ሃገሩ ሶርያ እዩ፡ ኣብ መንበረ ማርቆስ መበል 62 ሊቀጳጳስ እዩ። እቲ ህዝቢ ብኽፋእ ልማድ ዝተታሕዘ ነበረ ማለት ነፍሲ ወከፍ ሰብ  ክልተ ወይ ሰለስተ ኣንስቲ ናይ ምእታው ልምዲ ነበሮም። ኣባ ኣብርሃም ድማ ክልተ ወይ ሰለስተ ኣንስቲ ኣብ ቤቱ… Continue Reading

፬/4 ታሕሳስ ዕረፍቱ ለሓዋርያ እንድርያስ/ 4thDecember The Departure of St. Aposle Andrew

                           በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!!                               ፬/4 ታሕሳስ ዕረፍቱ ለሓዋርያ እንድርያስ     እንድርያስ ማለት  ጽኑዕ፡ ተባዕ ለመስቀል በኹረ ሓዋርያት ማለት እዩ።  ነገዱ ካብ ነገደ ሮቤል ኮይኑ ቁጽሩ… Continue Reading

ምስጋና ንንግስተ ኣርያም/ MSGANA NNGSTE ARYAM

           በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                            ምስጋና ንንግስተ ኣርያም   ንግስተ ኣርያም ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም፡ መልዕልተ ፍጡራን፡ መትሕተ ፈጣሪ ብምዃና፡ ናይ ጸጋ ምስጋና ይግባኣ እዩ። ካብ ዝተፈልዩ ዝተፈልየት፡ ካብ ዝኸበሩ ዝኸበረት፡ ምልእተ ጸጋ ክብሪ  ዝመልኣ  ስለዝኾነት ብልሳነ መላእኽትን  ሰብን ብዘይምቑራጽ ትምስገን። ቅዱሳን ኣቦታት፡ ብመንፈስ ቅዱስ እናተቓነዩ ፡ብፍቕራ እናተቓጸሉ ብብዙኅ ኣመስጊኖማ እዮም።… Continue Reading

፳፮/26 ሕዳር ዝኽረ ሰማእታት ናግራን/ ZKRE SEMAETAT NAGRAN!

            በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!          ፳፮/26 ሕዳር ዝኽረ ሰማእታት ናግራን    ናይ ናግራን ሰባት ብሃይማኖቶም ጽኑዓት ክርስቲያን ነበሩ። ፊንሃስ ዝተባህለ ኣይሁዳዊ፡ ናይ የማን ንጉስ፡ ወሪኦም ይሰምዕ ነበረ። ንሃይማኖቶም ከኽሕዶም ወርቆምን ገንዘቦምን ንኽዝርፎም ይምነ ስለ ዝነበረ ንሰራዊቱ ኣኸቲሉ፡ ብምኻድ “ንሃገርኩም ረእየ ስርዓት ኣምልኾኹም ርእየ… Continue Reading

፳፭/25 ሕዳር ዕረፍቲ ቅዱስ መርቆሬዎስ ሰማእት/ 25TH NOVEMBER THE DEATH OF QDUS MERQORIEWOS

                    ብስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                       ፳፭/25 ሕዳር ዕረፍቲ ቅዱስ መርቆሬዎስ ሰማእት       ቅዱስ መርቆሬዎስ ሃገሩ ሮም ኮይኑ ኣስሌጥስ ዝተባህለ ቦታ እዩ ተወሊዱ። ኣቦኡን ኣዲኡን ኣብ እርጋኖም ንቅዱስ መርቆሬዎስ ብምውላድ ዝኣመኑ እዮም። እዚ… Continue Reading