Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: December 11, 2014

ምስጋና ንንግስተ ኣርያም/ MSGANA NNGSTE ARYAM

           በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                            ምስጋና ንንግስተ ኣርያም   ንግስተ ኣርያም ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም፡ መልዕልተ ፍጡራን፡ መትሕተ ፈጣሪ ብምዃና፡ ናይ ጸጋ ምስጋና ይግባኣ እዩ። ካብ ዝተፈልዩ ዝተፈልየት፡ ካብ ዝኸበሩ ዝኸበረት፡ ምልእተ ጸጋ ክብሪ  ዝመልኣ  ስለዝኾነት ብልሳነ መላእኽትን  ሰብን ብዘይምቑራጽ ትምስገን። ቅዱሳን ኣቦታት፡ ብመንፈስ ቅዱስ እናተቓነዩ ፡ብፍቕራ እናተቓጸሉ ብብዙኅ ኣመስጊኖማ እዮም።… Continue Reading