Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: December 29, 2014

ምጽዋት/ MXWAT

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!    ምጽዋት    ምጽዋት ብብሉይን ብሓዲሽን ቅዱሳት መጻሕፍቲ ዝተኣዘዘን ዝተሰርዐን እዩ። ምጽዋት ካብ ዓሚቚ ርህራሄ ዝፍልፍል ባሕሪ ምሕረት እዩ። ምጽዋት ከም ምድራዊ ለቕሓ ዘይኮነስ ሰማያዊ ለቕሓ እዩ። ምድራዊ ለቕሓ ከተለቅሕ ከለኻ ምድራዊ ለቓሓኻ እዩ ዝምለሰካ። ክትምጽውት ከለኻ ግና ኣብ ሰማይ ከም እትኽፈሎ ፈሊጥካ ኢኻ እትምጽውቶ እምበር ካብቲ ዝመጽወትካሉ ክምለሰለይ… Continue Reading